ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ office machine and maintenance ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 17/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo