ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 136 ካብ 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 02/08/2012 ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

2 ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ብኣካል ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 48 10 35 /03 44 48 00 11

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo