ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ዓዲ ግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃርን ከምኡዉን ንምምሕዳርዊ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣዉቶሞቲቭን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ

2 ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ካብ 14/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ዓዲ ግራት ቢሮ ቁፅሪ 10 ብምዉሳድ ክወዳደሩ ይክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 21 74

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo