ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ኣብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክሳብ ጣብያ ኣብ ክልልና ዘለዋ በዝሒ ልምዓት ጉጅለ ምንቅስቃስ እስትሪንግ ኮሚቴ ናይ ምድጋፍ ስራሕ ንምክያድ መኪና ክራይ ግልጋሎትን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስዝኮነ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 4000 ቅርሺ ሕጋዊ ብዝኮነ ባንኪ ወይ እዉን ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መሸጢ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ይፀንሕ

7 ሳንዱቕ ጨረታ ድማ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30  ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልታት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 45 መዓልታት ይኸዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 23 62

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo