ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲጉዶም ንዝርከብ ህንፃ ተወሳኺ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ደረጃ 8 ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ምስክር ወረቀትን ፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክርነት ግብሪ ክፍሊት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ፣ ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ተኻናታራይነት ምዝገባ ካርድን ከቕርብ ዝኽእል

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብር 5000.00 ከቕርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይቲ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረኸበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 08/07/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ 22/07/2012;a/M ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 እቲ ጨረታ ዕለት 22/07/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

7 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo