ኢንተርፕራይዝ መፅናዕትን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት Core Box HQ ብፕሮፈርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕትን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት Core Box HQ ብፕሮፈርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ብዘርፉ ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቫት ተመዝገበቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፈኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰን ክከዉን አለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5 ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን7ተ መዓልቲታት ይከዉን

6 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐለ ጊዜ 07/07/2012 ዓም ክሳብ 10/07/2012 ዓም ናይ 4:00 ንጉሆ ይከዉን

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418556 ምርካብ ይከኣል እዩ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መዓቀኒ

በዝሒ

1

Core Box HQ

As per Specification

50

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo