ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምር/ዞባ ደቡብ ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ዘቅርብን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ

2 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 ናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓመት ዲክሌሬሽን ዘቅርብ፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 18/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒን ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 84 መፂእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

5 መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45 ይክፈት፡

7 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከረክብ ዝክእል፤

8 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 47 77 10 09

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo