ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ስ/ሰርቪስ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ናይ ቀረባ እዋን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈልኩምን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo