ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 07/07/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፐሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 88 87

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo