ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

በዝሒ

1

ፎቶ ኮፒ

ብስፐስፊኬሽን መሰረት

01

2

ድቫይደር

03

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ዝክፈተሉ ዕለት 05/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo