ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ሀ. አብ ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳእምባ ፣ወረዳ ኣስገለ ፅምብላን፣ ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉን ዝርከብ መስፋሕፍሒ ሆስፒታል ደረጃ BC 6 GC 6ን ልዕሊኡን

ለ.  ኣብ ወረዳ ጣነቃ አበርገለ ፣ወረዳ ቆላ ተምቤን ፣ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉን ፣ከተማ ዓብዩ ዓድን ዝስራሕ ህንፃ ምምሕዳር  ብደረጃ BC 6 GC 6ን ልዕሊኡን

ሐ.  ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽራሮ ስቴድዮም ብደረጃ BC 7 GC 8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብቅደም ሰዓብ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ
  2.  ወረቀት ምዝገባ ንግዲ
  3.  ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  4. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትን 
  5.  ፍቃድ ኮንስትራክሽን
  6.  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  7.  ኩሎም ተጫረቲ ኣድላዩ መረዳእታ ብምሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 27 ታሕሳስ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ  27 ጥሪ 2008 ዓም ንነፍስወከፍ ፕሮጀክት ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን  ክፍሊ ቁፅሪ  191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo