ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎቬድን ክሬንን ማሽን ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/06/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/07/2012 ሰዓት 3፡30

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo