ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኢንተርኔት ዝርጋሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት 24 port mountable gigabit switch 3 in 1 modular crimping toolRJ 45 ንምግዛእ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት

3 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/06/2012ክሳብ 03/07/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 03/07/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo