ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 07/07/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ሰዓት ክተቐርቡ ንሕብር 5፡00 ሰዓት ቅድሚ ቐትሪ ይክፈት

2 ናይ ጨረታ መሸጣ ሰነድ ዋጋ ብር 20 እናከፈሉ ካብ ደ/ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ይካአል

3 ተወዳደራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ጠቅላላ ዋግኡ ኣታዊ ምስገበሩ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ካብ መኽዘን ተረኸቡ ይወስድ

4 ተወዳደርቲ ቅድሚ እቲ ዉድድር ምኽያዱ ንመኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርተፊኬትን ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo