ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
  1. ዝተመዝገቡ እዋናዊ ሪፖርት (ቫት ዲክሌር) ዝገበረ
  2.  በዘ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፈይናንስን ምም/ር ካብ 20/04/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
  3.  ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ  ብሲፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዝ ዝክእል መከበሪ ጨረታ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ምቅራብ ይከኣል እዩ
  4.  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/05/2008 ዓም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ  ዕለት ናይ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት: ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት የቅርብ
  5.  ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ ብዝተኣሸ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
  6.  ኣድራሻና  ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር  ታሕተዋይ በሪ   ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ካብ ክፍለሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ይከኣል
  7.  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo