ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ ኣቅሑትስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ  እስካብ 01/07/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 01/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo