ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ጎማ በርጅስተን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኮፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምዉሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ 30/06/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30 እዚ ፕሮፎርማ

5እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo