ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ቀፅሪ ኣብ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብደረጃ 8ተ ዘፈር ኮንስትራክሽን ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ

1 ጨረታ ሰነድ ካብ 27/06/2012ዓ/ም እስካብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ

2 ጨረታ 21/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክክፈት እዩ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 22 00 64

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo