ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፎቶ ኮፒ ስፔርን ፣ ፅሕፈት መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪ ትካልኵም ማህተምን ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክትቐርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 27/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓ ት 9፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo