ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃበ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 27/06/2012ዓ/ም ድ/ሰዓት 09፡00 ኮይኑ 09፡30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ኣብዘየለዉሉን ይኽፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo