ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo