ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረታት ብዘለዉሉ ኩነታት ንደቀቕትን ኣናእሽተይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ብ ደቀቅተን ኣናእሽተይን ዝተወደብኩም ብዘገልገሉ /ዝኣረጉ ንብረት ምዕዳግ ምሻጥን ዝብል ንግዲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ ደረጃኩም ዝገልፅ ሰርተፊኬት

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቐትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-19 ዘይምለስ 20 ቅርሺ ከፊሎም ብምዉሳድ ነቲ ንብረት ንምርኣይ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መዓልቲ ካብ 2፡30 ክሳብ 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ምርኣይ ይኻኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo