ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት

  1.  ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምኻንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ከምኡዉን ቫት ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ::
  2.  አብ 2008 ዝተሐደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቀረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ ዝኽእሉ::
  3.  TIN ምስክር ወረቐት ከምኡ እዉን ዲክለር ዝገበርኩምሉ  ማለት እዉን መዝገብ ዘወራረድኩምሉ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን  ክተቅርቡ ትኽእሉ::
  4.  ተወዳደረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ  ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ 3000 ቅርሺ  ከትሕዝ ዝኽእሉ::
  5.  እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 20 /04/ 08  ዓ/ም  ክሳብ 04 /05 /08 ዓ/ም  ይከዉን
  6.  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/ 05 /08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ  ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይክፈት  
  7.  ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ጨረታዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር /ብምኽፋል አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቑፅሪ 22 ይወስዱ ::
  8.  ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምእዉን ክሳብ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ይክእል እዩ::
  9.  ሰዓራይ ተጫራታይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ አታዊ ይገብር::እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይከዉን

ቢሮና ዝርከበሉ ኣድራሻ ፊትለፊት ኣግኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘዮርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344409343 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo