ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሐፈት ት/ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ጣ/ኣበርገለ፣ ልዕሊ 100000.00 ብር ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ ኣለዎም ፣ወርሓዊ ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም ፣ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርቡ ዝክእሉ ፣ዝተሃደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ፣በቲ መስመር ን 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭበርብር ዝምኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኸውን፤ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝገብርን፤ ዘትሓዝዎ መኸበሪ ጨረታ ከምዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣክቢሮም ዝኣትው፤

እዚ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝተቃልሐሉ ዕለት 24/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ዘይምለስ 50.00 ( ሓምሳ ቅርሺ) ናይ ዶክሜንት ዋጋ ብምኽፋል ንተከታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ቤትፅ/ት/ፋይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም ወ/ጣ/ኣበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 28ተ ክትወስዱ ትኸእሉ፤ ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅአ ዝኮነ ይዅን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን።

9 ተጫረቲ እቲ ጨረታ መኽፈቲ ዕለት 01/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ምኻኑ ፈሊጦም ድሕሪ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኸበሪ ናይ ሰራሕ ፕሮፎርማንስ ቦንድ 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ምስ ኣትሐዙን ዝልቀቅ ይኸውን።

10 እቲ ዘትሓዝዎ መኽበሪ ብር 5000.00 (ሸዉዓተ ሽሕ) ክሳብ ውዕሊ ዝኣሰሩ ዘገልግል ኮይኑ ውዕሊ ምሰ ኣሰሩ መኸበሪ ናይ ሰራሕ ፕሮፎርማንስ ቦንድ 10% ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ምስ ኣትሐዙን ዝልቀቅ ይኸውን።

11 መኸበሪ ጨረታ ናይ መኸበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ሰራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ምስ ኣታሓዙን ውዕሊ ምስ አሰሩን ይልቀቀሎም።

12 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይን እቲ ዘቐረበ ንብረት ማዕረ ተማቂሎም ዝወስዱ ምዃኖም፤

13 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ( ኦርጅልን ኮፒን) ተዓሺጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመልአ ዋጋ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊ ተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ሙሉእ ኣድራሽኡን ይቐርብ፤

14 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 01/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤትፅ/ት/ፋይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም ወ/ጣ/ኣበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 28ተ ይኸፈት።

15 ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሳረዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

16 ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልዩዎም ጥርዓኖም መጀመሪያ ናብ ጨረታ ኮሚቴ ጀሚሩ 3ተ መዓምቲ ቅድሚ ምሕላ ቅሬትኦም ናብ ላዕላዋይ ሓላፊ ከቅርቡ ይኽእሉ እዮም።

16 ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ወ/ጣ/ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይ/ምም/ር ኣታዊ ዝገብር፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 22 01 26/ 00 69

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo