ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጎልጎት ዝህቡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

6 ንዕደጋ ልዕሊ 10000.00 ቅርሺ ንኣጎልግሎት 3000.00 ቅርሺ ዝሸፈነ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክክፍል ይክእል

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 10/07/2012ዓ/ም ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 3 ክትወስዱ ትክእሉ

8 መኸበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ይ ብስፒኦ ዘቅርብን ሳዓራይ ምስተፈለጠ ድማ ዘትሐሽዎ መኸበሪ ጨረታ ሽዑ ንሽዑ ዝምለሰሎም እንትኸዉን ሰዓርቲ ዝኮኑ ተጫረቲ መኸበሪ ዉዕሊ ኣትሒዞም ዉዕሊ ምስኣሰሩ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ሽዑ ንሽዑ ዝምለሰሎም እንትኸዉን መኸበሪ ዉዕሊ እንተዘየትሒዞም ግን እቲ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ይግበር

9 ተጫረቲ ዝወስድዎ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ሰነድ ጨረታ ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ናይቲ ትካል ስም ማህተም ፌርማን ኣድራሻን ክህልዎ ይግባእ

10 ሰነድ ጨረታ 10/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት  ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ይክፈት

11ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 36 00 09 /09 14 13 03 20 /09 18 32 40 65 /09 08 81 84 02

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo