ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላዩ ስቶራትን ቀፅሪ ግብን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂነ መፂንን ተንዲኖን በዝሕ ዝበለ ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ስፔራትን ኮንፒተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት (tin no)፣ ዘቅርቡ፤

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ብር 3000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ማእኸልና ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፀሪ 04 ዘይምለስ ብር 30.00 ቅርሺ ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ከብ ዝወፀኣሉ ዕለት 18/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገበሩ።

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ም/ር ንበረትን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይኸውን።

5 ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብስካ ምግላልን አይክእሉን

6 ጨረታ ዕለት 04/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን።

7 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉን እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን

10 ዘሸንፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖርት ክሽፍኑ ዝኽእሉ፤

11 ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅእ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0342-400058 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ


ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo