ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ማለት እዉን መፅሄትን ቡክሌትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ዉሕሰና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/06/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 27/06/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ3 መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo