ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት Aluminuim Tublar Frames ፣ Ega sheet 4000,04mm ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተጫማሪ እሴት ታክስ ሰነዳት ኦርጅናልንፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ  ካብ ዕለት 26/02/2020-06/03/2020 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰዓት ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO) Aluminuim Tublar Frames  ብር 25000 ፣ Ega sheet 4000,04mm  25000፣ብስምዒ ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

3 እቲ ጨረታ 06/03/2020 ኣፈ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

4 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 06

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo