ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣክሱም ህንፃ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ብደረጃ BC5/GC6 ልዕሊኡን ዘሎዎም ተከናተርቲ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ዘለኩም፣

2 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤ ናይ ስራሕ ተካናታራይነት ዝተወሃቦ ምዝገባ ካርድ ዘሎዎ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ

6  እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/07/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 210 ይክፈት ::

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 75 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo