ኤጄንሲ ልምዓት ኣባይቲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪቲን ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝኽአል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝክእል

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መመርሒ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ካብ ዕለት 17/06/2012 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 4000 ብርብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ሳንዱቕ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 01/07/2012 ልክዕ 10፡00 ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይክፈት

8 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo