ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዙ ናይ Office machine and maintenance ን ካልኦት ተዛመድቲ ስልጠናታት ንሰራሕተኛታቱ ከሰልጥን ስለዝደሊ ሕጋዉያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰልጥን ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ክሳብ 20/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo