ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ምዕራብ ፣ ደደቢት ፣ ወልቃይት ፣ ስካር ፋብሪካ ፣ ዝዉዕል መኪና ንምክራይ ስለዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2012ክሳብ 17/06/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 17/06/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo