ን ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታን ናይ ዓመት ሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ ንናዉቲ ፅሬት 3000.00 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት5000.00 ቅርሺ ፣ኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት 3000.00 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 15 ማዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ካብ 13/06/2012ዓ/ም ክሳብ 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት

8 እቲ ኮምሽን ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo