ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን የጭላ

1 ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ኮሌጅ ዬክኒክን ሞያን የጭላ ደከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን

2 ተጫረቲ ልዕሊ 100,000 ኣብ ዝወግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ

3ንተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ተመዝገቡ ክኾኑ አለዎም :: ወርሓዊ ቫት ዴክለሬሽን ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም በቲ መሰመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዘተቃለሐሉ ዕለት 11/06/2012 ዓም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ዋጋ ናይ ደኩመንት ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር የጭላ ካብ ዘተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ እትኮኑ ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

7 ሳንዱቕ ጨረታ ዕለት 26/06/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 መክበሪ ጨረታ 3000 ናይ መክበሪ ዉዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ምስ ኣትሓዙን ወዕሊ ምስ ኣሰሩን ይልቐቀሎም

9 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተዓሺጉ ዝቐረብ ኮይኑ እቲ ዝምለአ ዋጋ ብናይቱ ድርጅት ለዕለወይ ሓላፈ ተፈሪሙ ማህተምን ፊርማን ምስ ምሉእ አድረሻ የቅረብ

10 ኣብዚ ጨረታ ዘከራክር ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo