ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 12/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 16/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 10፡30  ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦጅናል ክኸዉን ኣለዎ

3 እቲ ዝቐረበ ኣቅሓ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክቅርብ ኣለዎ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ደ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፆኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ዝምዉሳክ ከምኡ ዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል አቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo