ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ቤት ዕዮ/ ፈርኒቸር/ ፣ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታ

1 ናይ 2012ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድን ንግድን መቅረባይነት ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ግብር ከፈልትን ተወሳኬ እስት ታክስ ምዝጉብ ምኮኑ ሰነድ ብቅዳሕ ዘቅርብ፤

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ ናይ ወርሒ ጥሪ ፀብፃብ ዝገብርሉ መረዳእታ ኣታሒዞም ዘቅርቡ፤

4 ሰነድ ጨረታ ንብሰወከፍ ሎት 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ን ክትወስዱ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥር ገንዝብ ንነብሰወከፍ 5000.00 ቅርሺ  ክተትሕዙ አለኩም፤

6 ዝቀርብ ወይ ድማ ዝስራሕ ንብረት ኩሉ ቀዳማይ ደረጃ ይከዉን፤

7 ጨረታ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 09/06/2012ዓ/ም ክሳብ 24/06/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፤

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:45ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት፤

9 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

10 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ወይ ግልፅነት እንተዘይብሉ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ይስረዝ፤

11 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት ብዝይምርካብም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን፤

12 እቲ ኮሌጅ ናይ ምዉሰክን ምንካይን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

13 ሰነድ ጨረታ ዝኣተወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ንብቁፅሪ 09 ይከዉን፤

14 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ኮሌጅ የቅርብ እዚ ከምዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-443173 /0914-782962

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo