ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ኣመበሳ ደብተር በዓል 50 ልሕ በዝሒ 6200 ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ብበዝሒ ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

5 እቲ ፕሮፎርማ 13/06/2012 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 99 23

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo