ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝዉዕልክ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ

2 ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ

3 ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

4 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም ናይ ሕዳር 2012 ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ ኤሌክትሮኒክስ 5000፣ ፈርኒቸር3000፣ ሕትመት3000 ቅርሺ  ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክሜንት ካብ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ዘይምለስ 30 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7ካብ ዕለት 06/06/2012ክሳብ ዕለት 20/06/2012 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

8 ጨረታ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 8፡30 ድቀ ዝዕፆ ይከዉን

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 9፡00 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo