ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ Tሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፍሬም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሊቨረ ፣ ኢንሽራንስ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም እስካብ 09/06/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/06/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/06/2012 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo