ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻ ክልል ትግራይ አብ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒሕን ናይ ኮምፒተር አክሰሰርን ክዕድግ ሰለዝደለየ አብዚ ንግዲ ዝተወፈርኩም ነጋዶ / ትካለት ክትጫረቱ ይዕድም ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ መቕረብቲ በዚ አብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መምርሒ ክተማልኡ ትግደ

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻ ክልል ትግራይ አብ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒሕን ናይ ኮምፒተር አክሰሰርን ክዕድግ ሰለዝደለየ አብዚ ንግዲ ዝተወፈርኩም ነጋዶ / ትካለት ክትጫረቱ ይዕድም ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ መቕረብቲ በዚ አብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መምርሒ ክተማልኡ ትግደዱ::

1 ናይ 2007 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደሱ::

2 ናይ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎም::

3 VAT ዝተመዝገብኩም ምኮንኩም መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእሉ ከምኡዉን ዴክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ዘቕርቡ::

4 Tin ዝተመዝገብኩም ምኮንኩም መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኤጀንሲና ዘይምለስ ብር 30.00 / ሰላሳ ብር / ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 106 ምዉሳድ እትክእሉ::

6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 3000.00 / ሰለስተ/ ሽሕ ብር ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ CPO እትክእሉ::

7 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ነዚ ጨረታ ናበ ዝተዳለወ ሳነዱቅ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 05/01/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ቀትሪ አብ ዘሎ ግዜ ክተእትዉ ትክእል ምኮንኩም::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 05/01/2007ዓ/ም ሰዓት 9:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 9:30 ኣብ ኤጀንሲና ይኽፈቱ ተጫረቲ ወይ ካኣ ሕጋዊ ወከልቶመ አብ ዝተረከብሉ ንክክፈት ይምረፅ::

9 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኮኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ኮነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344 40 52 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo