ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክራይ መካይንን፣ ስፖንጅ ፍርናሽን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ ን ስፖንጅ ፍርናሽ 30000 ቅርሺ ንካልኦት ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮዉን ይግባእ

4 ጨረታ 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

7 ናይ ክራይ መካይን 1 ንፊልድ እተገልግል ላንድ ክሮዘር 6ተ ሰብን ልዕሊኡን እትፅዕን  በዝሒ 1 ፣ ኣይሱዙ ኤፍ ኤስ ኣር ንፅዕነት ዘገልግላ  በዝሒ 6ተ ፣ four WD ሃይለኩስ ፒክ ኣፕ በዝሒ 7ተ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo