ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ናይ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 1 ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን በቢ ወርሑ  ዲክለር ዝገበሩኩምሉ መረዳእታ

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን  ናብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 301 እናመፃእኩም ፍቃደኛታት ምኻንኩም ናይ ካምፓኒ ፕሮፋይልኩም ዘርዚሩኩም ወይ ድማ ኣተሓሒዝኩም ድልየት መግለፂኩም ብፖስታ ዓኺጉኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo