ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅሪ ከምኡ እዉን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተም ክዕርፈሉ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

4 ተወዳደሪ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo