ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ክልተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስዮን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ከቕርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ

7 ጨረታ ዝወፀሉ ዝቃለሐሉ ዕለት 28/05/2012 ክሳብ 12/06/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 13/06/2012 ሰዓት 4፡00 ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

8 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo