ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ጣንቃ ዝርከብ ማይ ቀያሕ ፍልፍል ዓይኒ ማይ ምጉልባት መስመር ማይ ዝርገሐ ገንኢ ዋርድያ መሐለዊ ገዛ ማይ መዐደሊ ናቁሓ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብደረጃ 8 ደቂቕ ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝር ከስርሕ የድሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ

1 ናይ2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቫት ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ደቐቕቲ ንግዲ ትካላት ዝገልፅ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

2   ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ትራንስፖርትን ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽን ሬጉሌሽን ምዝገባ ፍቃድን ዝተመዝገብሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ መረዳእታ ኮንትራክተር ፍቃድ BC/GC ደረጃ 8ተ ዝገልፅ ፍቃድ ከቕርብ ኣለወ

3 ቫት ዝተመዝገቡ ኮይኖም ናይ ወርሒ ሕዳር ዲክለሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም

4 ናይቲ ጨረታ መክበሪ  7000 (ሸዉዓተ ሽሕ ) ብኣፍለጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ቤት ፅሕፈት ግልጋለት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓዓዲ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዝብ ዝኽእል:;

5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሙ ከረክብ ኣለዎም  

6 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መስተ ማይ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን /ምም/ ር ብምዉሳድ ብክልተ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፅን የእቱ::

7 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ  11/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 ዘሸነፈ ተጫራታይ ንዘሸነፈሎም ኣቁሑት መጎዓዓዚ መፅዓንን መራገፍን ባዐሉ ይሽፍን/ ናብ ዓ/ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋለት ቀረብ መስተ ማይ የረክብ::

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo