ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዘገልገሉ ወንበር ጠረፔዛታት፣ ዝተፈላለዩ ጨርቃ ጨርቅን፣ ባሕር ዛፍ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

1 ተጫረቲ መለለይ መንነት ካርድ ወይ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ኣለዎም

2 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክ ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን መቐለ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፀሪ 3 ብምቅራብ ብር 30 ጥራሕ ከፊሎም ምስወሰዱ ዝእጫረቱሉ ወጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ኤንቮሎፕ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ክሳብ-06/06/2012 ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት ከቅርቡ ኣለዎም

5 እዚ ጨረታ ዕለት 06/06/2012ዓ/ ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣርኣያ ዘርሁን ቢሮ ቁፅሪ 13 ይክፈት

6 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምኻኖም ምስተነጎሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል

7 ተጫረቲ እቲ ባህር ዛፍ ብነናይ ባዕሉ ወፃኢ ቆሪፁ ይወስድ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 94 98

ኣድራሻ መቀለ ክ/ከተማ ዓይደር  መወዳእታ ታክሲ ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo