ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

1 ሕጋዊ  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ 2012 መቅረባይነት

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ25/ 05/2012 ዓም ክሳብ 28/ 05/2012 ዓ/ም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት28/ 05/2012 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/ 05/2012 ዓ/ም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo