ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ካብ በጀት ዓመት 2012 ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጎልጎት ዝህቡ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ

1 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን  ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን  ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

6 ንዕደጋ ልዕሊ 10000.00 ቅርሺ ንኣጎልግሎት 3000.00 ቅርሺ ዝሸፈነ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ክክፍል ይክእል

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 19/05/2012ዓ/ም ክሳብ 03/06/2012ዓ/ም ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ቢሮ ቁፅሪ 3 ክትወስዱ ትክእሉ

8 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ይ ብስፒኦ ዘቅርብ

9 ሰነድ ጨረታ 03/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ  ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ን ይክፈት

10 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 36 00 09 /09 14 13 03 20 /09 14 22 09 02 /09 18 32 40 65

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo