ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ቅነጣል ነቲ ቤትፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ቅነጣል

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኮፈሉን ናይ 2012 ፍቃድ ንግዶም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መለለይ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ማለት እዉን ቲን ናምበር

4 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዘገቡን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ግብሪ ኣካቢ ኣካል ዘፍለጡ ምካኖም መረዳእታ

5 ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ኣብ ዝኮነ ጨረታ ናይ ምስታፍ ዘእግድ ምካን ፈሊጦም

6 ዝተዳለወ ሰነድ ካብ 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ05/06/2012ዓ/ም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ቅነጣል ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 06/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ  ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ቅነጣል ይክፈት

8 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

9 ሰዓራይ ዉዕሊ ንክኣስር ኣብ ዉዕሊ ዝአስረሉ 10 ሚኢታዊ ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ ከትሕዘ ኣለዎ

10  ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ቅነጣል ምዉሳድ ይካኣል

11 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት ን መሳርሒ ፅሬት  5000 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ 10000.00 ቅርሺ ዘትሕዙ

13 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 10 ተከታታሊቲ መዓልታት ይኸዉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ0921 78 90 73 092 085 95 80

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo