ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል 45 ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣመልኪቱ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳርና ከነሐትም ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

5 ነዚፕሮፎርማ መኸበሪ ጨረታ ዝከዉን 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትሕዝ ሰዓራይ ዝኮነ ድማ 10 ሚኢታዊ ናይ ዝሰዓሮ መኸበሪ ዉዕሊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ዝአስር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo